Svoboda | Graniru | BBC Russia | Golosameriki | Facebook

ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ቱሪዝም ክልል ትግራይ ንምብርባር


ቱሪዝም ክልል ትግራይ ንምብርባር
please wait

No media source currently available

0:00 0:22:59 0:00

ቱሪዝም ክልል ትግራይ ንምብርባር

ቢሮ ባህልን ቱሪዝምን ክልል ትግራይ ድሕሪ ዂናት ንዝወረደ ዕንወት እቲ ዓውዲ ንምብርባር በበይኑ መደባት ስራሕ ኣበጊሱ ከም ዘሎ ይገልፅ። ካብ መንጎኡ፡ ንስነ-ጥበበኛታት፡ ንታሪኽን ባህሊን ትግራይ ዘጕልሕ ስራሓት ንምፍራይ’ዩ። ሓዱሽ ዝተጣየሸ ማሕበር ርእዮታዊ ስነጥበባውያን ትግራይን'ውን ሓዱሽ ወለዶ ኣሰር ዝስዕበሉ መርኣያ ዝኾኖ ብዓልሞያ ምብርካት ካብቶም ጠመተ ሂቦም ዝሰርሕሉ ዛዕበኦም ምዃኑ ይገልፁ።

ቅጥዒ

XS
SM
MD
LG