Svoboda | Graniru | BBC Russia | Golosameriki | Facebook

ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ፒሳ ምንያ -- ክብሪ ንወላዲት


ፒሳ ምንያ -- ክብሪ ንወላዲት
please wait

No media source currently available

0:00 0:21:57 0:00

“ፒሳ ምንያ” ዝብል ትካል ኣብዚ ኣብ ከባቢ ዋሽንግተን ዲሲ ከፊቱ ዝሰርሕ ዘሎ ዮሴፍ ገብረመድህን፡ እቲ ስም ነታ ሸሞንተ ውሊዳት፡ እሞ ድማ ምስ ከቢድ ጸገማት ዘሕለፈት ኣዲኡ ምዃኑ’ዩ ዝሕብር። ጕዕዞ ህይወት ዮሴፍ፡ ጕዕዞ ውርድ-ደይብን ኢድ ዘይምሃብን’ዩ። ናብዚ ዘለዎ ደረጃ ንምብጻሕ ዝሓለፎ መንገዲ ንምዕላል ጋሻና ጌርናዮ ኣሎና፡ ንምክትታሉ መላግቦ ሰዓቡ።

XS
SM
MD
LG