Svoboda | Graniru | BBC Russia | Golosameriki | Facebook

ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ስነ-ጥበብ ንስለ ፍቕሪን ሕውነትን


ስነ-ጥበብ ንስለ ፍቕሪን ሕውነትን
please wait

No media source currently available

0:00 0:25:30 0:00

ስነ-ጥበብ ንስለ ፍቕሪን ሕውነትን

ኣብቲ ኲናት ዘይፍለዮ ዞባ ቀርኒ ኣፍሪቃ፡ ሓያሎ ስነ-ጥበኛታት ኣብ ጎድኒ’ቶም ንዂናት ዝመርሑ ኣካላት ኰይኖም ጎስጓሳት ክካይዱ ኣዝዩ ዝውቱር ተርእዮ’ዩ። ነዚ ተራእዮ ዝዅንኑ ስነ-ጥበበኛታት ግን እቲ ሞያ ብቐንዱ ንፍቕሪን ሕውነትን ዘቕድም እምበር መሳርሒ ፖለቲካ ኣይኰነን ይብሉ። ንልዕሊ 40 ዓመታት ኣብ ሞያ ጥበብ ዝነጠፉ ኣርቲስት ኪሮስ ሃይለስላሰን ድምጻዊ ርእሶም ገብረጊዮርግስን ብዛዕባ'ዚ ኣዘራሪብናዮም ኣለና።

ቅጥዒ

XS
SM
MD
LG