Svoboda | Graniru | BBC Russia | Golosameriki | Facebook

ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ኣራንሺ፡ ዓሳን ንህቢን? -- ራህዋ ተራኽቦም


ኣራንሺ፡ ዓሳን ንህቢን? -- ራህዋ ተራኽቦም
please wait

No media source currently available

0:00 0:06:53 0:00

ኣራንሺ፡ ዓሳን ንህቢን? -- ራህዋ ተራኽቦም

ኣብቲ መብዛሕትኡ ብደቂ-ተባዕትዮ ዝዕየ ስራሕ ጎሚስታ ንልዕሊ 12 ዓመታት ከም ዝሰርሐት እትገልጽ ራህዋ እዮብ፡ ካብ ዝሓለፉ 10 ዓመታት ጀሚራ ከኣ ኣብ ሰገነይቲ መፍረ ንህቢ፡ ኣብ ጸሮና ሕርሻ ኣራንሺን ካልእ ፍረታትን ኣብ ከባቢ ኣስመራ ድማ ኣብ ሕርሻ ዓሳ ትነጥፍ። ኣደ ሽዱሽተ ውሉዳት ዝዀነት ራህዋ፡ ምስቶም ንበይነ ዘዕበየቶም ደቃ ኰይና’ያ ነዚ ገፊሕ ዕማም እትሰርሖ።

ቅጥዒ

XS
SM
MD
LG