Svoboda | Graniru | BBC Russia | Golosameriki | Facebook

ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

"ከም ኢንሹራንስ ገንዘብ ደርቢና ጥራይ ኣይኮናን ንኸይድ"  ዋና ጸሓፊ ማሕበር ምትሕግጋዝ ኤርትራውያን

"ከም ኢንሹራንስ ገንዘብ ደርቢና ጥራይ ኣይኮናን ንኸይድ"  ዋና ጸሓፊ ማሕበር ምትሕግጋዝ ኤርትራውያን
please wait

No media source currently available

0:00 0:11:39 0:00

"ከም ኢንሹራንስ ገንዘብ ደርቢና ጥራይ ኣይኮናን ንኸይድ"  ዋና ጸሓፊ ማሕበር ምትሕግጋዝ ኤርትራውያን

ማሕበር ምትሕግጋዝ ኤርትራውያን ኮሚኒቲ ዋሺንግተን ዲሲን ከባቢኣን ዝተባህለ፥ ኣብዚ ኣብ ዋሺንግተን ዲሲን ቨርጂንያን ዝተመዝገበ ማሕበር፡ ኣባላቱ ካብዛ ዓለም ክፍለዩ ከለዉ፡ ብገንዘብን ብኣካልን ይተሓጋገዝ።

እቲ ካብ ዝምስረት ሽዱሽተ ዓመታት ዝገበረን ልዕሊ 350 ኣባላት ዘለውዎን ማህበር፡ ዘይ-ሃይማኖታውን ዘይፖለቲካውን ምዃኑ ኣቶ ኣማሓድር ሙሴ የስምረሉ። "ከም ኢንሹራንስ ገንዘብ ደርቢና ጥራይ ኣይኮናን ንኸይድ" ዝብል ዋና ጸሓፊ ማሕበር ምትሕግጋዝ ኤርትራውያን ዋሺንግተን ዲሲ ኣቶ ኣማሓድር፡ ኣብ ካልኦት ማሕበራዊ ጉዳያት`ውን ከምዝተሓጋገዙ ሓቢሩ`ሎ።

ቅጥዒ

XS
SM
MD
LG