Svoboda | Graniru | BBC Russia | Golosameriki | Facebook

ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ናብ ገዛ ኣመሪካውያን እናኸዳ ንባህልን መግብን ኤርትራ ዘላልያ ክልተ ደቂኣንስትዮ


ናብ ገዛ ኣመሪካውያን እናኸዳ ንባህልን መግብን ኤርትራ ዘላልያ ክልተ ደቂኣንስትዮ
please wait

No media source currently available

0:00 0:12:01 0:00

ናብ ገዛ ኣመሪካውያን እናኸዳ ንባህልን መግብን ኤርትራ ዘላልያ ክልተ ደቂኣንስትዮ

ክልተ ኤርትራውያን ደቀንስትዮ ነበርቲ ህዩስተን ቴክሳስ፡ ናብ ገዛ ኣመሪካውያን እናኸዳ ተወሃሂደን ንባህልን መግብን ኤርትራ የላልያ።

ጽገረዳ ተስፋይ ክርቢ በዓልቲ ሞያ ምስራሕ መግቢ ክትከውን ከላ፡ ኤልሳ የማነ ድማ ዲዛይነርን በዓልቲ ሞያ ምሽልላምን እያ።

እዘን ደቀንስትዮ፡ ዕላምአን እቶም ኣመሪካውያን ነቲ መግቢ ካብ መጀመርታ ክሳብ መወዳእታ ኣብ ቅድሚኦም ክስራሕ ከሎ ብዓይኖም ንኽርእዩ፡ ከምኡ ድማ ገዝኦም ብባህላዊ ኣቑሑት ኤርትራ ተሸላሊሙ ክዕዘቡ ንምግባርን፡ ብእኡ ኣቢሎም ድማ ብዛዕባ ኤርትራ ህዝባን ጂኦግራፊያዊ ኣቀማምጣኣን ንክፈልጡ ምግባርን ምዃኑ ይገልጻ። እቲ ተመክሮ ብዙሕ ተጠላብነት ይረክብ ምህላው`ውን ጠቒሰን ኣለዋ።

ቅጥዒ

XS
SM
MD
LG