Svoboda | Graniru | BBC Russia | Golosameriki | Facebook

ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ኪንዮ ሓገዝ -- ተበግሶ ንዳግመ-ሕውየት


ኪንዮ ሓገዝ -- ተበግሶ ንዳግመ-ሕውየት
please wait

No media source currently available

0:00 0:04:39 0:00

ኪንዮ ሓገዝ -- ተበግሶ ንዳግመ-ሕውየት

ፆታዊ መጥቃዕቲ ንዝበፅሐን ደቂ ኣንስትዮ ትሕግዝ ሲስተር ካሕሳ ኣብ ሆስፒታል ዓዲግራት እትሰርሕ በዓልቲ ሞያ ሕክምና እያ። ኣብ 2013 ኣብ እዋን ኲናት ፆታዊ መጥቃዕቲ ንዝበፅሐን ደቂ ኣንስትዮ ካብ ናይ ባዕላ መሃያ ገዛ ተኻርያ ትሕብሕብ ዝነበረት’ውን ኢያ። ሎሚ ተዘኪሩ ብዝውዕል መዓልቲ ደቀንስትዮ ምኽንያት ብምግባር ኣዘራሪብናያ አለና።

ቅጥዒ

XS
SM
MD
LG