Svoboda | Graniru | BBC Russia | Golosameriki | Facebook

ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ሓገዝ ብደርቂ ንዝተሃስየ ወገናት ትግራይ


ኣበባ ኣብራሃ ካብ ቶሮንቶ ካናዳ፡ ኣማረ ሉቃስ ድማ ካብ ከባቢ ዋሽንግተን ዲሲ
ኣበባ ኣብራሃ ካብ ቶሮንቶ ካናዳ፡ ኣማረ ሉቃስ ድማ ካብ ከባቢ ዋሽንግተን ዲሲ

ዝተፈላለዩ ውዳበታት ኤርትራዊያን ከምኡ’ውን ገለ ተጋሩ ነቲ ኣብ ክልል ትግራይ ብሰንኪ ኣጋጢሙ ዘሎ ደርቂን ጥሜትን ይሳቐ ንዘሎ ህዝቢ ንምሕጋዝ ንሰሙናት ኣብ ምትእኽኻብ ገንዘብ ይርከቡ። ዛጊት ልዕሊ 30 ሚልዮን ብር ተኣኪቡ ከምዘሎ፣ ኣስታት ሓደ ሚልዮን ቅርሺ ድማ ዛጊት ከም ዝተላኣከ ዘዘራረብናዮም ኣጋይሽ ይገልጹ።

ኣበባ ኣብራሃ ካብ ቶሮንቶ ካናዳ፡ ኣማረ ሉቃስ ድማ ካብ ከባቢ ዋሽንግተን ዲሲ ብዛዕባ'ዚ ኣዘራሪብናዮም ኣለና።

ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።

ቅጥዒ

XS
SM
MD
LG