Svoboda | Graniru | BBC Russia | Golosameriki | Facebook

ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ዕላል ምስ ኣባል ቤት ምኽሪ ጉዳያት ኣፍሪቃ ኣብ ቤት ጽሕፈት ፕረዚደንት ኣመሪካ

ዕላል ምስ ኣባል ቤት ምኽሪ ጉዳያት ኣፍሪቃ ኣብ ቤት ጽሕፈት ፕረዚደንት ኣመሪካ
please wait

No media source currently available

0:00 0:12:30 0:00

ዕላል ምስ ኣባል ቤት ምኽሪ ጉዳያት ኣፍሪቃ ኣብ ቤት ጽሕፈት ፕረዚደንት ኣመሪካ

ሚኒስትሪ ወጻኢ ጉዳያት ኣመሪካ፡ ቅድሚ ትማሊ ሰሉስ ወግዓዊ ዝገበሮ፡ ቤት ምኽሪ ኣማኸርቲ ፕረዚደንት ኣብ ጉዳያት ኣፍሪቃ ዝብል ቤት ጽሕፈት ኣቚሙ ኣሎ። እዚ ብፕረዚደንት ጆ ባይደን ዝቖመ ቤት ምኽሪ 12 ኣፍሪቃውያን ዝመበቆሎም ኣመሪካውያን ዝሓቘፈ’ዩ። ኤርትራዊት ኣመሪካዊት ኣልማዝ ነጋሽ ሓንቲ ካብቶም 12 ኣባል እዚ ሓድሽ ቤት ምኽሪ ኰይና ተረቚሓ ኣላ። ንመስራቲትን ኣደ-መንበርን መርበብ ኣፍሪቃውያን ዲያስፖራ ዝዀነት ወ/ሮ ኣልማዝ ብዛዕባ’ዚ ሓድሽ ቤት ኣሃዱ ብዝምልከት ኣዘራሪብናያ ኣለና።

ቅጥዒ

XS
SM
MD
LG