Svoboda | Graniru | BBC Russia | Golosameriki | Facebook

ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ዕላል ምስ ኣቶ በየነ ሰለሞን፡  ካብ መስረትቲ ማሕበራት ሰራሕተኛታት ኢትዮጵያን ኤርትራን


ዕላል ምስ ኣቶ በየነ ሰለሞን፡ ካብ መስረትቲ ማሕበራት ሰራሕተኛታት ኢትዮጵያን ኤርትራን (1ይ ክፋል)
please wait

No media source currently available

0:00 0:23:53 0:00

ዕላል ምስ ኣቶ በየነ ሰለሞን፡ ካብ መስረትቲ ማሕበራት ሰራሕተኛታት ኢትዮጵያን ኤርትራን (1ይ ክፋል)

ኣብ ኤርትራ ተወሊዶም ብንእሽቶኦም ብዙሕ ቦታታት ዝበጽሑን ሰፊሕ ናይ ህይወት ተመኵሮ ዘለዎምን ኣቶ በየነ ሰሎሞን ካብ መስረትቲን ናይ ፈለማ ዋና ጸሓፊን ማሕበር ሰራሕተኛታት ኢትዮጵያ’ዮም።

ድሒሩ ኣብ ዝተገብረ ምርጫታት ድማ ሰለስተ ግዜ ፕረዚደንት ኮይኖም ኣገልጊሎም።

ኣቶ በየነ ሰለሞን ኣብ ኣፍሪቃን ኪነዉን`ውን ኣብ ማሕበራት ሰራሕተኛ ብሓላፍነት ብምስራሕ፡ ኣብ ዓለምለኸ ወድብ ሰራሕተኛታት(ኣይ.ኤል.ኦ) እውን ምኽትል ፕረዚደንት ክሳብ ምዃን ዝበጽሑ`ዮም።

ኣቶ በየነ ድሒሮምው’ን ተመሳሳሊ ማሕበር ኣብ ኤርትራ ብምቛም ነቲ ብኣስራሕቲ ዝወርድ ዝነበረ ምዝመዛ ሰራሕተኛታት መግትኢ ንኽግበርሉ ካብ ዝሰርሑ’ዮም።

ሕጂ95 ዓመቶም ዝገብሩ ንዘለዉ ኣቶ በየነ ሰሎሞን፡ ንናይ ስራሕ ተመኩሮኦምን ውልቃዊ ታሪኾምን ኣመልኪቱ ኣዘራሪብናዮም ኣለና።

ካልኣይ ክፋል ዕላል ኣብዚ ምክትታል ይክኣል።

ቅጥዒ

XS
SM
MD
LG