Svoboda | Graniru | BBC Russia | Golosameriki | Facebook

ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ዕላል ምስ ስነ ጥበባዊ ክብሮም በሪሁ


ዕላል ምስ ስነ ጥበባዊ ክብሮም በሪሁ
please wait

No media source currently available

0:00 0:14:48 0:00

ዕላል ምስ ስነ ጥበባዊ ክብሮም በሪሁ

ኣብ ቀረባ ሓዱሽ ኣልበም ናብ ሰማዕቱ ዘቕረበ ከምኡ’ውን ካብ መሸጣ ሓደ ወርሒ ዝተረኽበ ኣታዊ ኣብ ክልል ትግራይ ብሰንኪ ደርቅን ካልኦት ፀገማትን ኣብ ሓደጋ ንዝርከቡ ክውዕል ምስ ገባሪ ሰናይ ማሕበር ብምትሕብባር ትግራይ ዘወፈየ ኣርቲስት ክብሮም በሪሁ(ቁራብ) ብዛዕባ’ዚ ሓድሽ ስርሑ ከምኡ'ውን ማሕበራዊ ስርሓቱ ኣዘራሪብናዮ ኣለና።

ቅጥዒ

XS
SM
MD
LG