Svoboda | Graniru | BBC Russia | Golosameriki | Facebook

ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ዓለምለኸ ኮንፈረንስ - "ህንፀት ሰላምን ፍትሕን ድሕሪ ኵናት ክልል ትግራይ ንቕድሚት ዝወስድ መገዲ’’


ዓለምለኸ ኮንፈረንስ - "ህንፀት ሰላምን ፍትሕን ድሕሪ ኵናት ክልል ትግራይ ንቕድሚት ዝወስድ መገዲ’’
please wait

No media source currently available

0:00 0:07:09 0:00

ዓለምለኸ ኮንፈረንስ - "ህንፀት ሰላምን ፍትሕን ድሕሪ ኵናት ክልል ትግራይ ንቕድሚት ዝወስድ መገዲ’’

"ህንፀት ሰላምን ፍትሕን ድሕሪ ኵናት ክልል ትግራይ ንቕድሚት ዝወስድ መገዲ’’ ኣብ ዝብል ጉዳይ ብቕድሚ ትማሊ ቀዳም 18 ጥሪ 2016 ብርሕቐት(ቨርችዋል) ብኢንተርኔት ኣቢሉ ዓለምለኸ ኮንፈረንስ ተኻይዱ።

ኣብቲ ዝተፈላለዩ ምሁራትን ተወከልቲ ማሕበራትን መፅናዕታዊ ፅሑፋት ዘቕረብሉ መድረኽ ፍሉይ ልኡኽ ኣመሪካ ኣብ ቀርኒ ኣፍሪቃ ኣምባሳደር ማይክል ሃመርን ፕረዚደንት ጊዝያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ኣቶ ጌታቸው ረዳን መደረ ኣስሚዖም ኔሮም።

ኣብ ኣመሪካ ዝመደብሩ ዓለምለኸ ሰላምን ፍትሕን ንተጋሩ ዝተባህለ ውዳበ ዘዳለዎ እዚ ዓለምለኸ ኮንፈረንስ ዝተረኸቡ ፍሉይ ልኡኽ ኣመሪካ ኣብ ቀርኒ ኣፍሪቃ ኣምባሳደር ማይክል ሃመር ኣብ ዘስምዕዎ መደረ ኣብ 2022 ዝተበፅሐ ስምምዕ ምቁራፅ ተፃብኦታት ድምጺ ቶኽሲ ደው እንደተበለ እውን በቲ ዝተበገሶ ፍጥነት ብዘይምስጓሙ ግን ዕጉባት ኣይኮናን ኢሎም።

ቅጥዒ

XS
SM
MD
LG