Svoboda | Graniru | BBC Russia | Golosameriki | Facebook

ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ቋንቋ ትግርኛ ኣብ ምምሃር ማሺን (AI)


ቋንቋ ትግርኛ ኣብ ምምሃር ማሺን (AI)
please wait

No media source currently available

0:00 0:20:51 0:00

ቋንቋ ትግርኛ ኣብ ምምሃር ማሺን (AI)

ንኣርተፊሻላዊ ኢንተለጀንስ /AI/ ኣስተብህሎት ማሽን፣ ሰብ ዝሰርሖ ምስትውዓል ወይ ድማ ኣርተፊሻላዊ ብልሒ ብዝብል ይጽዋዕ። ብዛዕባ ኣርተፊሻላዊ ብልሒን ቋንቋ ትግርኛን ክልተ ናይ ቴክኖሎጂ ክኢላታት ዓዲምና ኣለና።

ገብረክርስቶስ ገብረስላሰ ካብ ኣምስተርም ኔዘርላንድስ ኮይኑ ኣብ ዓውዲ ኣርተፊሻላዊ ብልሒ(AI) ብዝበለጸ ድማ ኣብ ምስትምሃር ማሺን ኣብ ምስራሕ ይርከብ። አዳላዊ ‘ትግሃት’ ን ‘መርምሩ’ ን ዝተባህላ መርበብ ሓበሬታት'ውን እዩ።

ክፍላይ ተወልደብርሃን ካብ ለንደን ዓዲ ኢንግሊዝ መሃንድስ ሶፍትዌር'ዩ። ኣብ ምምዕባል ቋንቋ ትግርኛ ብብዙሕ ይነጥፍ። ምስ ንጾቱ ቋንቋ ትግርኛ ኣብ ጉጉል ምእታው ዝሰርሐ እዩ። ቋንቋ ትግርኛ ኣብ ኣርተፊሻላዊ ብልሒ ንምጥቃም ዘሎ ድሩትነት፣ ገስጋስን ብድሆታትን ምስ መፍትሒታቶም ሓሳባቶም ኣካፊሎም ኣለው።

ገብረኽርስቶስ ብዛዕባ እንታይነት ኣርቴፊሻላዊ ብልሒ ብምግላፅ ይጅምር።

ቅጥዒ

XS
SM
MD
LG