Svoboda | Graniru | BBC Russia | Golosameriki | Facebook

ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

“ንቐደም -- ጥሕሎ” ትዕድም ኪሮስ


“ንቐደም -- ጥሕሎ” ትዕድም ኪሮስ
please wait

No media source currently available

0:00 0:09:02 0:00

“ንቐደም -- ጥሕሎ” ትዕድም ኪሮስ

ጥሕሎ፡ ኣብቲ ቅድም ብዓጋመን ክልተ-ኣውላዕሎን ተባሂሉ ዝጽዋዕ ምብራቓዊ ዞባ ክልል ትግራይ ከምኡ’ውን ብናይ ቅድም ኣጸዋውዓ ስማጃና ዝፍለጥ ወገን ኤርትራ ዝዝውተርን ፍቱውን መግቢ’ዩ። እዚ ካብ ኣሰራርሓኡ ክሳብ ኣቀራባኡ ፍሉይነት ዘለዎ እንግዶት፡ ንጥዕና’ውን ተመራጺ ምዃኑ ተመገብቱ ይነግሩ። ኪሮስ ኣፅብሃ እምበኣር ኣብ ኣዲስ ኣበባ ቤት መግቢ ከፊታ ነዚ ፍሉይ እንግዶት ትቕርብ ኣላ።

ቅጥዒ

XS
SM
MD
LG