Svoboda | Graniru | BBC Russia | Golosameriki | Facebook

ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

እንግሊዝ፡ ኣምባሳድር ኤርትራ ሰጒጋ ዲያ?


እንግሊዝ፡ ኣምባሳድር ኤርትራ ሰጒጋ ዲያ?
please wait

No media source currently available

0:00 0:15:57 0:00

ቃለ መሕትት ምስ ኣምባ. ዓብደላ ኣደም ኣብ ዲፕሎማሲያዊ ኣሰራርሓ

ኣብ ቀረባ እዋን ኣብ ማሕበራዊ መራኸቢታትን ካልእ ዓንኬላትን፡ እንግሊዝ ኣብታ ሃገር ንዝነበረ ኣምባሳድር ኤርትራ ኣቶ እስቲፋኖስ ሃብተማርያም ኣባሪራ ዝብል ወረታት ክስማዕ ቀንዩ'ሎ።

ኣብዚ ጉዳይ ካብ ኤምባሲ ኤርትራ ኣብ ሎንዶን ግብረ-መልሲ ንምስማዕ ዝገበርናዮ ፈተነ ኣይሰለጠን። እንተዀነ ምስ ዘለዎ ቅርበት ቦታን ናይ ስራሕ ተመኵሮን ብዛዕባ’ዚ ጉዳይ መብርሂ ንኽህበና ንኣምባሳድር ዓብደላ ኣደም ኣዘራሪብናዮ ኣሎና። “ተሰጒጉ ዘይኰነስ ናብ ኤርትራ ተሳሒቡ” ዝበለ ኣምባሳድር ዓብደላ እቲ መስርሕ ከመይ ምዃኑ ኣብሪሁ ኣሎ።

ቅጥዒ

XS
SM
MD
LG